An Eritrean Inventor of QUADSAW (in Tigrigna)

T. Michael Sebhatu has invented the Quadsaw and he has a remarkable story of invention. Bereket Tsegay has interviewed him and produces this inspirational document. To read his story in Tigrigna language please click here.

ተኽሊት ስብሃቱ ይበሃል! – መሃዚ ኳድሳው (QUADSAW) እትበሃል መሳርሒት ኢዩ። ኣብ ሓደ እዋን ብኣርባዕተ መኣዝን እትቐድድ መሳርሒት ኣብ ዓለምና ክትመሃዝ ከኣ ናይ ፈለማ’ዩ። ኳድሳው፡ ንሰፈር ሳንዱቕ ናይ ኤለክሪክ ኣብ መንደቕ እትቐድድ ምስ መሳርሒታት ህንጻ እትስራዕ ኢያ።  በዚ ከኣ ተኽሊት ንስርሑን ንብቕዓቱን ዘረጋግጽ ሰለስተ መሰል ዋንነት ምህዞ ዝረኸበ ሰብ ኰይኑ ኣሎ። ክሳብ ሕጂ ተበጺሑ ብዘሎ ከኣ ኣብ ዓውዲ ህንጻ ብዙሕ ብኽነት ናይ ጸጋታትን ማልን ክትድሕን ኢያ። ዛንታ ተኽሊት ኣዝዩ መሳጢ ኢዩ – ኣንቢብና ከኣ ንመሃረሉ

You may also be interested in these posts